ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ 2 ን 1 ስዒራ፡፡

ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት፤ ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ብሩክ ኣመዝጊቡዋ፡፡

ብሕታዊት ሸቶ ወላይታ ድቻ ድማ ካርሎስ ዳምጠው ኣመዝጊቡዋ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment