ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን 3 ን 0 ስዒራ።
ኣብ ሞሮኮ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ዋልያታት ዝተዓወቱለን ሸቶታት ኣቤል ያለው (2)ን ከነኣን ማርክነህን ኣመዝጊቦምወን።
ናይ መልሲ ፀወታ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሰሉስ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!