ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ማዕርነት መሰረታት ብምውዳድ ዝተሓፈረት ኢትዮጵያ ነፅንዕ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ፍትሒን ማዕርነትን መሰረታት ብምውዳድ ዝለምዐት፣ ዝተኸበረትን ዝተሓፈረትን ኢትዮጵያ ነፅንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።

መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን “ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሆሳእና ይኽበር ኣሎ።

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም መግለፂ ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም ድማ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ፍትሒን ማዕርነትን መሰረታት ብምውዳድ ዝለምዐት፣ ዝተኸበረትን ዝተሓፈረትን ኢትዮጵያ ነፅንዕ ኢሎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment