ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ልምዓት ኮሪደር ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም። ንኣብነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥራሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ስፍራታት ስፖርት ከመዝተሃነፁ ገሊፆም። ብዙሓት መናእሰይ ናብ ስፖርት ይምለሱ ከምዘለዉ ተዛሪቦም። እዚ ድማ እቲ ማሕበረሰብ ናይ ምህናፅ ስራሕ ኢዩ ኢሎም። ስብራት ስነ ልቦና ትውልዲ እናሕወየ ዘሎ ስራሕ ከምዝኾነ ኩሉ ሰብ ዝርእዮን ዝዛረበሉን ጉዳይ ከመዝኾነ ገሊፆም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።

እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ልምዓት ኮሪደር ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም።

እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም።

ንኣብነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥራሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ስፍራታት ስፖርት ከመዝተሃነፁ ገሊፆም።

ብዙሓት መናእሰይ ናብ ስፖርት ይምለሱ ከምዘለዉ ተዛሪቦም።

እዚ ድማ እቲ ማሕበረሰብ ናይ ምህናፅ ስራሕ ኢዩ ኢሎም።

ስብራት ስነ ልቦና ትውልዲ እናሕወየ  ዘሎ ስራሕ ከመዝኾነ ኩሉ ሰብ ዝርእዮን ዝዛረበሉን ጉዳይ ከመዝኾነ ገሊፆም።

 

 

Comments (0)
Add Comment