ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ ተፈፂሙ ኢሉ በዓል መዚ ንብረትን እድጊትን መንግስቲ ፌዴራል፡፡

ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ መሰረት መስቀሌ ከምዝበልኦ ኣብቲ በጀት ዓመት ካብ ስርዓት ዕድጊት ምምሕዳር መንግስቲ ዝበረታታዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ፡፡

ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ምብ169 በዓል በጀት ትካላትን 93 ቤት ፅሕፈት ቅርንጫፍን ስርዓት ዕዲጊት ኤሌክትሮኒክ ተግባራዊ ምግባሩ ተሓቢሩ፡፡

ኣብዙይ እውን 308 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ስርዓት ዕድጊት ኤሌክትኒክስ ምፍፃሙ ተዛሪበን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook www.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment