ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መስከረም፣2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መልላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም የኽብሩ ኣለዉ።
1 መስከረም ኣብ መልላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ።
ኣቦታት ሃይማኖት ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ዓመት ንሰላምን ዕብየትን ሃገር ብምስራሕ ምትሕግጋዝ ይግባእ ኢሎም።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ብግደኦም፥ ሓዱሽ ዓመት ዘበነ ሰላም፣ ስኒት፣ ምዕባለን ታሕጓስን ንክኸውን ተመኒዮም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!