ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ዝካየደሎም ከባቢታት ብዛዕባ ኩነታት ፀጥታ ብዝምልከት ምስ ፖለቲካዊ ውድባት ዘትዩ።
ኣብቲ እዋን ዘተ ኣካቢ እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ ከምዝበልዎ፤ እቲ ቦርድ ብናይ ባዕሉ ዝበፅሐሎምን ስጉምቲታት መአረምታ ክውሰደሎም ይግባእ ዝበሎም ጉዳያት ዝምልከቶም መንግስታዊ ትካላት ዘለለዮምን ጉዳያት ንምፍታሕ ፃዕሪ ይገብር ኣሎ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ፖለቲካዊ ውድባት ተፈልዮም ንቦርድ ኣብ ዝሕበሩን ከባቢታት ብፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪክ ማሕበራትን ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ኮሚቴ ዘሳትፍ ክትትልን ምቁፅፃርን ከም ዝጣየሽ ኣረጋጊፀን።
ሓድሓደ ከባቢታት ዘለዎ ቅስቀሳ መረፃ፣ ስራሕ ሓለፍቲ መረፃ፣ ከምኡ እውን ፖለቲካዊ ሃዋህው ሓበሬታ ብዝምልከት መብራህርሂ ሂበን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!