ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም።
እቲ ውድድር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ልዕሊ 200 ኣትሌታት ዘሳተፈ ውድድር ካብ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ገመቹ ያደሳ፣ ካብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መሰረት ገብሬ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም።
ነቶሞ ተዓወትቲ ሽልማት ሜዳሊያን ገንዘብን ተዋሂቡ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!