መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 31 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረን 2 ብ 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።

መቐለ 70 እንደርታ ናይ ምስዓር ሸቶታት ብቦና ዓሊን ያሬድ ብርሃኑን እንተመዝግቡ÷ ስዕረት ንስሑል ሽረ ካብ ስዕረት ዘየናገፈት ሽቶ ዘቁፀረ ፋሲል ኣስማማው ምስ መረብ ኣራኺብዋ፡፡

እቲ ውፅኢት ስዒቡ መቐለ 70 እንደርታ ብ33 ነጥቢ ኣብ መበል 15 ብርኪ እንቕመጥ÷ ስሑል ሽረ ድማ ብ22 ነጥቢ ኣብ መበል 17 ደረጃ ሒዛ ትርከብ።

መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንቕፅል ምሸት ሰዓት 12፡00 ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምስ ፋሲል ከነማ ክራኸባ እየን፡፡

 

 

 

Comments (0)
Add Comment