ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶኦም እናቕረቡ ይርከቡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀደማይ ፈረቓ ዓመት 2018 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐርቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።