“መን ኢዩ ምሁር?”

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል ርእሲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ የቕርቡ ኣለዉ።

ኣካዳሚያዊ ኣመራርሓን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸብሉ እቲ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ።

ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ መበል 75 ዓመት በዓሉ ንምኽባር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እንትግበሩ ዝነበሩ ተኸታተልቲ መብርሂታትን ፕሮግራማትን መዛዘሚ ኢዩ።

#PMOEthiopia

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment