ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ዓፋር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።
ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ስፖርት ባህሊን መናእሰይን ኣይተ ሃሚድ ዱላ፥ ሀብረ ብሄራዊነትና ኣደልዲልና ጉዕዞ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዕላዊ ከንገብር ኢና ኢሎም።
ሓበራዊ ማንነትና ብምጉልባትን ኣብ ኣፈላለያትና ዘሎ ሓድነት ብምድማቕን ኣርኣያ አንኾነሉ መልክዕና ኣደልዲልና ኢና ከብሉ ገሊፆም።
ኣብ ምክብባር ዝተደረኸ ሀብረ ብሄራዊ ሓድነት ምድልዳል ንዘላቒ ምዕባለ ሓይሊ ከምዝኸወን እውን ተዛሪቦም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!