ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን ኣል ናህያን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን አል ናህያን ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡
መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
Comments (0)
Add Comment