ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ካራባኦ ካፕ ፍርቂ ፍፃመ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ፀወታ መልሲ ከካይዳ እየን፡፡
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ኣቕናዓ 2ብ 0 ዝተዓወተት ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዌምብሌይ ኣቭ ዝካየድ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኒውካስል ክተታኣናግድ እያ፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሻምፕዮን ኒውካስል ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ጥንኹር ፀወታ ንምሕላፍ ከተካይድ ትፅቢት ይግበር።
ኣብ ፈላማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ዓወት ኣመዝጉባ ዝተመሰት ሲቲ ብፔፕ ጓርዲዎላው ናብ ፍፃመ ክትሓልፍ ትፅቢት ይግበረላ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!