ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንቶትንሃም ሆትስፐርስ 2 ን 0 ስዒራ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ብሩኖ ፈርናንዴሽን ኣመዝጊቦምወንአሳርፈዋል።
ኣብቲ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣምበል ጋንታ ቶተንሃም ክሪስቲያን ሮሜሮ ብቐጥታ ቀይሕ ካርዲ ካብ ሜዳ መውፅኡ ስኢቡ ቀያሕቲ ሰይጣናት ልዕልነት ወሲዶም ተፃዊቶም።
ኣብ ትሕቲ ኣሰልጣጣናይነት ማይክል ካሪክ ልዑል ተበግሶ እናርአየት ትርከብ ዩናይትድ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ዓወታት ክተመዝግብ ክኢላ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!