ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6  ኣዋርሕ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6  ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣመራርሓ ፓርቲን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

Comments (0)
Add Comment