ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ትካል ህዝባዊ ፋኖ ኣማራ (ኣፋህድ) ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝገበሮ ስምምዕነት ስዒቡ ኣማራፂ ሰላም ብምቕባል ኣቲዮም።
ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣፋህድ ምስ መንግስ ክልል ኣምሓራ ብሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ኣቢሉ ዝገበሮ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ፤ እቲ ስምምዕነት ሰላም ብምቕባል ምስ ሰራዊቶም ከምዝኣተዉ ኣሚኮ ፀብፂቡ።
ኣብ ሞንጎ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ኣፋህድ 25 ሕዳር 2018 ዓ.ም ዘላቒ ስምምዕነ ሰላም ከምዝተፈረመ ይዝከር።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!