ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ።
ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡
ምዝገባ መራፅቲ ካብ 7 ለካቲት 2018 ዓ.ም ከምዝጅመር ተገሊፁ ዝነበረ እንትኾ፤ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ምንውሑ ተዛሪቦም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
Comments (0)
Add Comment