ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተኸላኻላይ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ውዕሊ ንምንዋሕ ተስማዕሚዑ፡፡
ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2027 ዘፅንሕ ኮንትራንት ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕ ምስምዕምዑ ክብል ዘ ኣትሌቲክስ ፀብፂቡ።
ወዲ 28 ዓመት ተኸላኻላይ ሩበን ዲያዝ ካብ ማንቼስተር ሲቲን ሻምፒየስ ሊግ ኣውሮፓ ሓዊሱ ምስ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ፣ ኤፍ ኤ ካፕ፣ ካራባኦ ካፕን ኣውሮፓ ሱፐር ካፕን ፅዋዕ ምዕዋት ክኢሉ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!