ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡
ራይላ ኦዲንጋ ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ሕክምናኦም እናተኸታተሉ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡
ውሩይ ኬንያዊ ፖለቲከኛ ራይላ ኦዲንጋ ኣብ ሃገረ ህንዲ ሕክምናኦም እናተኸታተሉ ከምዝነበሩ ተሓቢሩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!