ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን እነተወገኑ ብዝርከቡ ምትሕብባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋን፤ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን እነተወገኑ ብዝርከቡ ምትሕብባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም፡፡

በዚ መዳይ ምስ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ምትሕብባራት ዝርከቡሉ ብርኪ ብትኹረት ከምዝተመያየጡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment