ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕን ቀፃሊ ትልሚን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕን ቀፃሊ ትልሚን ዘተ ኣካይዶም፡፡

እቲ ቤት ፅሕፈት በጀት ዓመት 2017ን ትልሚ ኣፈፃፅማ ፀብፃብን ትልሚ በጀት ዓመት 2018ን ከምኡ እውን ሃገራዊ ትልሚ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም መድረኽ ዘተ ምክያዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ድሕሪ እቲ ዘተስራሕቲ ወለንታዊ ክረምቲ ኣካል ዝኾነ ግልጋሎት ማሕበረሰብን ጥዕናን ዘለዎም ቅዋም ዘርኢ ደም ልገሳ ኣካይዶም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment