ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ምክላኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓዱሽ ዓመት 2018 ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ውሽጥን ወፃእን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን “እንዃዕ ኣብፀሐኹም” ኢሎም።

ኣብ 2017 ዓ.ም እቲ ሰራዊት ዝተውሃቦ ልእኽቶ ብዓወት ዝተዋፅአሉ ብምዃኑ ዝተመሓየሸ ሃዋህው ሰላም ኮይኑ ሓሊፉ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment