ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን።

ረፋድ 3፡30 ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢዩ ክልቲአን ጋንታታት ነጥቢ ተኻፊለን ክወፅኣ ዝኸኣላ።

መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 9 ባህር ዳር ከተማን ሃዋሳ ከተማን ክራኸባ ኢየን።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment