ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ ብምስዓር 2017 ፅዋዕ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ምዃና ኣረጋጊፃ።
ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ስዒራ።
ሽቶታት ሲዳማ ቡና ብሃብታሙ ታደሰን መስፍን ታፈሰን ዘቑፀሩ እንትኾን፤ ንወላይታ ዲቻ ብሕታዊት ሸቶ ዘመዝገባ ካርሎስ ዳምጠው እዩ።
ሲዳማ ቡና በዓል ዋና ፅዋዕ ምዃኑ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ኣብ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ተሳታፊ ምዃና ኣረጋጊፃ።
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
Website www.fanamc.com/tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana