ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ-4 ዝርከባ ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ካልኣይ ፀወታ ምድብ፤ ሳዲዮ ማኔ ንሴኔጋል ከምኡ እውን ሴድሪክ ባካምቡ ንዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡
ካልኣይ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ እነትቕፅሉ ታንዛኒያ ምስ ኡጋንዳ ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ እነተኻየደ እንትኸውን፤ ናይጄሪያ ምስ ቱኒዚያ ምሸት ሰዓት 5 ክራኸባ ኢየን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!