ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንግልታዕ ነበርቲ ዝንኪ ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂእና ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣገልግሎት ኣዲስ መሶብ ሓደ ማእኸል ስራሕ ኣጀሚሮም።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእከል እቲ ግልጋሎት ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ንነበርቲ ከተማና በረኸት እዩ ኢለን፡፡
እተን ከንቲባ ብሓዱሽ ዓመት ብብዙሕ ብርትዐን ትግሃትን ንምግልጋል ድልዋት ኢና ምባለን ቢሮ ኮሙኒኬሽን ምምሕዳ እታ ከተማ ንፋና ዲጂታል ገሊፁ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!