ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናካየዶ ዝርከብ ስሩዕ ኣኼባ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናቐፀለ ኢዩ ኢሎም።

ቤት ምኽሪ እቲ ፓርቲ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስትራቴጂክ ጉዳያት ንምዝታይ ስሩዕ ኣኼባኡ ምክያድ ምጅማሩ ይዝከር።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment