ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝሓለፈ ሓሙስ ብሓደጋ መኪና ሀይወቱ ዝሰኣነ ፖርቹጋላዊ ተሰላፋይ ቅድሚት መስመር ጋንታ ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ናይ ሓዉ ኣንድሬ ዦታ ን ስነ ስርዓት ቀብሮም ተኻይዱ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ኣርኔ ስሎት ሓዊሱ ኣባላት እቲ ጋንታ፣ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ፖርቹጋልን ብዙሓት ስፖርተኛታትን ብምርካብ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።
ጋንታ ሊቨርፑል ዝተረፈ ናይ ክልተ ዓመት መሃያ ንስድርኡ ከምዝኸፍል ዕላዊ ገይሩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!