ስፓርት

ስፓርት

ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቕ 59 ሰከንድን 66 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቅልጡፍ ሰዓት እቲ ቦታን ክብረወሰን ብምምሕያሽን ክትዕወት ዝኸኣለት፡፡ ኣብዚ ርሕቐት ኣትሌት ትግስት ግርማ 2 ደቒቕ 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው 2ይ ደረጃ ከምዝሓዘት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ የመላኽት፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

ፀወታ ሸገር ደርቢ ንፈለማ እዋን ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ንፈለማ እዋን ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ ከምዝካየድ እተን ጋንታታት ኣፍሊጠን፡፡ ጋታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ዝቕፅል 16 ለካቲት 2016 ዓ.ም ኣብ ዱባይ ፀወተአን ከምዘካይዳ ገሊፀን፡፡ ማሕበራት ስፖርት ክልቲአን…

ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ወዲ 24 ዓመት ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ኣትሌት ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብተወሳኺ ሩዋንዳዊ ኣሰልጣኒኡ ጋርቫይስ ሃኪዚማና ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እዋናዊ…

ኣርሰናል ኣብ ልዕሊ ዌስት ሃምን 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ኣርሰናል ንዌስትሃም 6 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ እተን ሸቶታታ ድማ÷ ዊሊያም ሳሊባ፣ ቡካዮ ሳካ (2)፣ ጋብሪኤል ማጋሌሽ፣ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ዲክላን ራይስን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣርሰና ሙሉእ ፀወታ ተቖፃፂራ ብምፅዋት ፀብላልታ ክትወስድ ክኢላ፡፡ ውፅኢት እቲ…

ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ማዕረ ሓደ ተፋላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ሓደ ንሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊይን፡፡ 9፡00 ሰዓት ላይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሞሰስ ኣዶ ከምኡ እውን ብወገን ወላይታ ድቻን ቢኒያም ፍቅሬ እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ 4ይ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ 4ይ ተኸታታሊ ስዕርት ኣተኣናጊዳ፡፡ ሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ምስ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ ባህርዳር ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡ እቲ ውፅት ስዒቡ ድማ ተሳታፊት ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዝነበረት ጋንታ ባህርዳር ከተማ ኣብ ቅልውላው…

ጃፓን ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ካስማ፣ ጃፓን ሺንጁ ያማጉቺ፥ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ። ኣብታ ከተማ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ኣትሌት ሻምበል ኣበበ በቂላ ንምዝካር ዘኽእል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከምዘዳሊ ተገሊፁ ንምዝካር ዘኽእል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከምዘዳሊ ተገሊፁ። ከንቲባ ሺንጁ ያማጉቺ፥…