ስፓርት

ስፓርት

ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ – ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብቲ ውድድር ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ” ክትብል ኣብ ግላስጎ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ800 ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ዝተዓወተት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ገሊፃ። እታ ኣትሌት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበረቶ ፃሒት÷ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበገሲ ዝገበረ ናይ ኣትሌቲክስ ህይወታ ናብ ማእኸል መሰልጠኒ ጥሩነሽ ቀፂሉ ድማ ናብ ጋንታ ብምምራሕ ብ200 ሜትሮ እናጎየየት ከምዝነበረት ትዛረብ፡፡ ካብዚ ብምቕፃ ናብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝተዛወረት…
Read More...

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶን ቪላ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተፃተት ጋንታ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶንቪላ 4 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዓወት ኣመዝጊባ። ቶተንሃም 4 ን 0 ዝተዓወተት እንትትከውን÷ ማዲሰን፣ ጆንሰን፣ ሰን ሆንግ-ሚንን ወርነርን ድማ እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን። ኣብ ሜዳኣ ዝተፃወተት ጋንታ ኣስቶንቢላ÷ ብ መበል…

ኢትዮጵያ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2031 ዝካየድ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ፡፡ ኢትዮጵያ ድሌታ ዝገለፀት ጎድና ጎድኒ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻደ ኣኼባ ኮሚቴ ቴክኒክ ፀወታታት ኣፍሪካ ኢዩ፡፡ ብቕድሚ ትማሊ ዝተኸፈተን ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝጸንሕን…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ። ማርከስ ራሽፎርድን ቡሩኖ ፈርናንዴዝን ብፍፁም ቅፅዓት ነተን ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ መበል ሻድሻይ ደረጃ ተሰሪዓ ኣላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ኣብ ጋና፣ ኣክራ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፋ ዶን፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት፣ ኮሚሽነራት ሕብረት ኣፍሪካን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም። እቲ ውድድር፥ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማሕበር ኮሚቴታት…

መበል 13 ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ዝካየድ መበል 13 ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ኣብ ኣክራ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ስፖርት ጋና ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሊቀ መንበር ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጉዳያት ልምዓት ጥዕና፣…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ማራቶን ለንደን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ማራቶን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን 2024 ከምዝሳተፉ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ ማራቶን ለንደን ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 41 ዓመት ኣትሌት ቀነኒሳ÷ ኣብ 2023 ማራቶን ቫሌንሲያ 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 9 ሰከንድን ብምእታው ኣብ ዘፈር ልዑል ዕድመ ሓዱሽ ክብረወሰን…