ስፓርት

ስፓርት

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን። ኣትሌቲክስ ዓለም ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2023 ዝርዝር 11 ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ተዓዋቲት 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ዳይመንድ ሊግ ወናኒት ክብረ ወሰንን ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ከምኡ እውን ኣብ ማራቶን በርሊን ክብረ ወሰን ብምስባር ዝተዓወተት ትእግስቲ ኣሰፋ ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ተኻቲተን፡፡ ብሕፁይነት ዝቐረባ ኣትሌታት ዝተመረፃ ካብ 6 ኣህጉራት…
Read More...

ኤዲን ሃዛርድ ጫማኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታታት ቼልሲ ሪያል ማድሪድ ኤዲን ሃዛርድ ኣብ 32 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ኩዕሾ እግሪ ምግላሉ ኣፍሊጡ፡፡ ሃዛርድ÷ ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ድሕሪ ምፅምባሩ ብዘጋጠሙዎ ተደጋገምቲ ጉድኣታት ናይ ምስላፍ ዕድል ምስኣኑ ይፍለጥ፡፡ ዋላ እኳ ዝተረፈ እዋን ኮንትራት የሃልዎ እምበር ካብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ…

ኣብ ሪጋ ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና ንዝተሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ ኣብ ሪጋ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፉ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን ሎሚ ኑጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ልኡኻት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ…

ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ። ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም÷ ትማሊ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ ፀወታ እቲ ሊግ÷ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ተራኺበን 0 ን 0 ብዝኾነ ማዕረ…

ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ደቂ ኣንስትዮ ሪከርድ ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም ፍሬወይኒ ሃይሉ ድማ ካልኣይ ደረጃ ክትሕዝ ክኢላ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣትሌት ሓጐስ ገብረህይወት ነቲ ርቕቐት 12 ደቒቕን 59 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ ድማ ብ13 ደቒቕን 02 ሰከንድን ብምዝዛም 2ይ ደረጃ ብመሓዝ…

ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ዓለም 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ሪጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ብ5 ኪሎ ሜትሮ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣትሌት እጅጋየሁ ነቲ ርሕቐት 14 ደቒቕን 40 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት ዝተሳተፈት መዲና ኢሳ ድማ ራብዓይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡ #Ethiopia…