ስፓርት

ስፓርት

ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ክካየድ ኢዩ። ለይቲ ሰዓት 10፡05 ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉ እንትኾኑ፥ ሙክታር ኢድሪስ፣ ሰለሞን ባረጋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ክሳተፉ ኢዮም። ብተመሳሳሊ ወጋሕታ ሰዓት 10፡35 ውድድር ፍፃመ 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝካየድ እንትኸውን፥ ድርቤ ወልተጂ ንኢትዮጵያ ትውክል ብሕታዊት ኣትሌት ኢያ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኣ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ቻን ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ዝገጠመት ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላሊያ። ኣብ ታንዛኒያ ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ሃራዊት ጋንታ ብዙሕ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ንዘይብላ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክትፍትን ኣይከኣለትን፡፡ ናይ መልሲ ፀወታ ክልቲአን ሃገራውያን ጋንታታት 24…

ኣብ 800 ሜትሮ ፍርቂ ፍፃመ ኢትዮጵያውያን ኣአትሌታት ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ፍርቂ ፍፃሜ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ለይቲ ሰዓት 10ን 35 ደቒቕን ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ፣ ኣትሌት ደርቤ ኦልተጂን ኣትሌት ሃብታም ኣለሙን ክሳተፋ ኢየን፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ርብዒ ፍፃመ እቲ ርሕቐት፥ ኣትሌት ድርቤ ኦልተጂ 1ይቲ፣ ፍሬወይኒ ሃይሉ…

ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15፣ ሓምለ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑልን ናይሕዚ ሓዱሽ ፈራሚ ጋንታ ባየር ሙኑክን ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ። ሳዲዮ ማኔ ኣብ ጋንትኡ ሊቨርፑል ውፅኢታዊ ዓመተ ውድድር ካብ ምሕላፉ ብተወሳኺ፥ ሃገሩ ሴኔጋል ሻምፒዮን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንኽትከውን ልዑል ኣስተዋፅኦ ብምግባሩ ኢዩ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ብ5 ሺሕ ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ካብ ምድብ ሓደ 3ይ ብምውፃእ ናብ ፍፃመ ሓሊፉ። ካብ ምድብ ክልተ ዮሚፍ ቀጀልቻ 4ይ ብምውፃእ ኣትሌት ሙክታር እድሪስ 7ይ ብምውፃእ ብዝሐሸ ሰዓት ናብ…

ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና  ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብሰለስተ ዓይነታት ውድድር ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና  ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብሰለስተ ዓይነታት ውድድር ክሳተፉ ኢዮም። ብ800 ሜትሮ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቶሎሳ ቦደና ክሳተፍ ኢዩ። ለይቲ ሰዓት 10ን 10ን ኣብ ዝካየድ መፃረዪ 5 ሺሕ ውድድር÷ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ፣ ኣትሌት ጥላሁን ሃይሌ፣ ኣትሌት ሙክታር…

ኢትዮጵያውያን  ኣትሌታት ብውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን  ኣትሌታት ኣብ መበል 18 ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም  ንፍፃመ ሓሊፈን። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ ብምውካል ዝተሳተፋ፥ ኣትሌት  ለተሰንበት ጊደይ፣ ጉዳፍ ፀጋይን ዳዊት ስዩምን ከምዝሓለፋ ኣረጋጊፀን። ብኻሊእ መዳይ ብደቂ ተባዕቲዩ 800 ሜትሮ መፃረዪ ቶለሳ ቦደና ናብ ቀፃሊ…