ስፓርት

ስፓርት

ናሳ ናብ ማርስ ሄሊኮፕተር ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንጂነራት ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ንፈለማ እዋን ሄሊኮፕተር ናብ ማርስ ምልኣኹ ኣፍሊጡ። ኣብ ዙሪያ ምህዋር ክትትበርር ኢያ ዝተብሃለት እታ ሄሊኮፕተር፥ ብመጠን ኣዚያ ዝነኣሰት ከምዝኾነት ተገሊፁ፡፡ ኢንጂ ኒውቲ ዝተብሃለት እታ ሄሊኮፕተር፥ ካብ ፀፍሒ ማርስ ብሰለስተ ሜትሮ ብራኸ ክትበርር ኢያ ተባሂሉ፡፡ ፀሊምን ፃዕዳን ከምኡ እውን ሕብራዊ ቀለም ዘለዎም ምስሊታት ንምስኣል ዘኽእሉ ክልተ ካሜራታት ዝተገጠመላ አታ ሄሊኮፕተር፥ ስርዓት ኮምፑዩተር፣ ባትሪን ሓባሪ ኣንፈትን ክህልዋ…
Read More...

ኣብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሰበታ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብቲ ፀወታ ሱራፌል ኣወል ኣብ መበል 32 ደቒቕ ዘመዝገባ ሽቶ ጅማ ኣባ ጅፋር መሪሕ ኮይና ትንበር እምበር፥ ኦሲይ ማውሊ ድሕሪ ዕረፍቲ ብዘመዝገበን ሽቶታት ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ክትወፅእ ክኢላ። እተን…

ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ብር 1 ሚሊየን ሽልማት ክብርከተላ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሸላሚት ብር 1 ሚሊየን ከምትኸውን ኩባኒያ ኣክሲዮንቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ ኩለን ተሳተፍቲ ክለባት ከከም ደረጀአን ሽልማት ከምዝብርከተለንን ካልአይቲ ንዝወፅአት ጋንታ ብር 700 ሺሕ ከምኡ እውን 3ይቲ ንዝወፅአት 500 ሺሕ…

ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ድማ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣካቢት እቲ ቤት ምኽሪን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኮሚሽነት ኮሚሽን ስፖርት ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፣ ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሉን ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኮሚሽነራት ስፖርት ክልልን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምምላስ ዕረፍቲ  ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ስዒራታ ዘላ፡፡ ብሕታዊት ሽቶ ድሬዳዋ ከነማ ዳንኤል ሃይሉ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሎሚ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 6 ደረጃታት ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፊፋ ኣብ ዝውፀኦ ወርሓዊ ደረጃ ኩዕሾ እግሪ ሽዱሽተ ደረጃታት ኣመሓይሻ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ዓለም ኣብ መበል 140 ከምዝተቐመጠት ፊፋ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ካሜሮን ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ይፍለጥ፡፡ ቤይልጄይም፣ ፈረንሳይን…

መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ናይ መፃረዪ ውድድራት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…