ስፓርት

ስፓርት

መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሰዓት 12፡ 00 ጀሚሩ ተኻይዱ። እቲ ምድላው ኮሚሽን ስፖርት ምምሕዳር ኣዲሰረ ኣበባ ዝመርሖ ኢዩ። ''ንሰላም ሃገረይ ዘብዒ ክኾን ኢየ፤ ንሰራዊ ምክልኻል ሃገር ቀዳምነት ክህብ ኢየ'' ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…
Read More...

ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ከምዝገበረ ጊዚያዊ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም። እቲ ደገፍ ጥራዛትን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ። ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ፥ እቲ ማሕበር ዝገበሮ ደገፍ ኣዝዩ ዝተባባዕን ብተምሳሌት ዝረአን ኢዩ ኢሎም።…

ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፥ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንምዕባለ ኣእምሮ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ሚዛናዊ ኣተሓሳስባ ሃሊዩ ሰላም እዛ ሃገር ንክሕሎ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ክብረ ወሰን ዓለም 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ ውድድር ጉያ 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2014 ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ዘመዝገበቶ ክብረ ወሰን ብ2 ሰኮንድ ብምምሕያሽ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቕ፣ 53 ሰኮንድን 09 ማይክሮ ሰኮንድን…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 11 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። ክልቲአን ሽቶታት ጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ተመስገን ደረሰ ዘመዝገበን እንትኸውን፥ ፍፁም ኣለሙን ምንይሉ ወንድሙን ድማ ናይ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ መበል 11 ሰሙን…

መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ አብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሱኡልታ ይካየድ ኣሎ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ተግባራት ይካይድ ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…

ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣይተ እሸቱ ብምኽንያት ዘሓደሮም ሕማም ኣብ ሆስፒታል የካቲት 12 ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ለይቲ 20 ጥሪ 2013 ዓ.ም ህይወቶም ምሕላፉ ተሓቢሩ። እቶም ኣሰልጣኒን ዳይናን…