ስፓርት

ስፓርት

ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ። ኣትሌት ደራርቱ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ክትመርሕ ኢያ፡፡ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ተቀዳሚት ፕሬዚዳንት እቲ ፎዴሬሽን ኮይና እናገልገለት ፀኒሓ ኢያ፡፡ እታ ኣትሌት ፕሬዚዳንት ኮይና ክትምረፅ ዝኸኣለት፥ ብ27 ናይ ድጋፍ ድምፂን ሓደ ተቓውሞን ብምካብ ከምዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
Read More...

ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ። ክልተ ሽቶታት ጋንታ ባህርዳር ከነማ ፍፁም ኣለሙ ኣብ መበል 5 ን 18 ደቒቕ እንተቑፅረን ሳልሰይቲ ሽቶ ድማ ባየ ገዛሀኝ ኣብ 53 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ። ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ሲዳማ ቡና ድማ ዳዊት ተፈራ ኣብ መበል 88 ደቒቕ ከመዝግባ…

ኣብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ጋንታ ባርሴሎና ምስ ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጄርማ ተራኺበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባርሴሎና ምስ ፓሪስ ሴንት ዤርሜን ቦርሺያ ሞንቼግላድባህ ምስ ማንቸስተር ሲቴ ላዚዮ ምስ ባየርን ሙኒክ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቼልሲ ኣርቢ ሌብዢግ ምስ ሊቨርፑል ፖርቶ ምስ ጁቬንቱስ ሲቪያ ምስ…

መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፣ ፅብፃብ ኦዲት ወፃኢ፣ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታትን ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ ፌዴሬሽንን ኣድሂቡ ክዛተ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ፌዴሬሽን ንቐፃሊ ኣርባዕተ ዓመት…

መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላን ካብ ሜልቦርን (1956) ክሳብ ኦሎምፒክ ሪዮ (2016) ዝነበሩ ውድድራት ኦሎምፒክ ተሳቲፎም ሃገር ዘኹርዑ ጀጋኑ ኣትሌታት ዝዝከሩሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ብኣሰናዳእነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ መርሃ…

ንጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንነበር ጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ። ንሻምበል ኣበበ ቢቂላን ሻምበል ማሞ ወልዴን መካነ መቓብሮም ኣብ ዝርከበሉ ቤተክርስቲያን ቅዱስ ዮሴፍ ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ፈሪሱ ዝነበረ ሓወልቲ ሻምበል ማሞ ወልዴ ድማ ብድጋሚ ተሰሪሑ ተመሪቑ፡፡…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…