ስፓርት
ኣብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ፖርቹጋል ከምኡ እውን ጀርመን ምስ እንግሊዝ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
አዲስ አበባ ፣ ሰኔ 17 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታትት ተፈሊጠን።
ግጥማት ምድብ ትማሊ ምሸት ዝተዛዘሙ እንትኾኑ፥ ፈረንሳይ፣ ፖርቹጋልን ጀርመንን ካብ ዝተመደባሉ ምድብ ተተሓሒዘን ሓሊፈን፡፡
ኣብ ናይ ትማሊ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ ፖርቹጋል ከምኡ እውን ጀርመን ምስ ሃንጋሪ ብተመሳሳሊ ውፅኢት ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ነዙይ ስዒቡ ድማ ፈረንሳይ ነቲ ምድብ ቀዳመይቲ ኮይና እንትዛዝሞ፥ ጀርመንን ፖርቹጋልን ድማ ካልአይቲን ሳልሰይቲን ኮይነን ምሕላፈን ተረጋጊፁ፡፡
ውድድር…
Read More...
ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ስዊድን ንስሎቫኪያ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ዝተዛዘመ ምድብ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ስዊድን ንስሎቫኪያ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ስዊድን ተዓዊታ ንኽትወፅእ ኤሚል ፎርስበርግ ኣብ መበል 77 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ስዊድን ዓወት ምምዝጋባ ስዒቡ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምሕላፍ ዘለዋ ዕድል ኣስፊሓ።
እዋናዊ…
ጣሊያን፣ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታታት እናተፈለጣ ይመፅኣ ኣለዋ።
ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት፥ ካብ ምድብ 1 ጣሊያን፣ ካብ ምድብ ክልተ ቤልጂም ከምኡ እውን ካብ ምድብ 3 ኔዘርላንድስ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ተፀምቢረን ኣለዋ፡፡
ጣሊያን ዘካየደቶም ክልተ ፀወታታት 3 ን 0…
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 10 ሽሕ ርሕቐት ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ብኔዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ዝተመዝገበ ክብረወሰን ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣማሓይሻቶ።
ለተሰንበት ነቲ ርሕቐት ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰከንድ ኢያ ኣመሓይሻቶ።
ኣብቲ ኣብ ኔዘርላንድ ሄንግሎ ዝተኻየደ ናይ ትማሊ ውድድር ነቲ 10 ሽሕ ሜትር ርሕቐት ኣብ 29 ደቒቓ 01 ሰከንድን 03 ማይክሮ ሰከንድን…
ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብትውልዲ ኢትዮጵያዊት ብዜግነት ሆላንዳዊት ዝኾነት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ።
ኣትሌት ሲፋን ሓሰን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ተታሒዙ ዝነበረ ርሕቐት ብምምሕያሽ ኢያ ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ክትሰብር ክኢላ ዘላ፡፡
ስለዝኾነ ድማ ብኣትሌት…
ሰለስቲአን ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ክልል ትግራይ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ናይ ምስታፍ ድሌት ከምዘለወን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ሰለስቲአን ጋንታታት ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ክሳተፋ ከምዝደልያ ኣፍሊጠን።
ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ምስ ዝኾና ሰለስተ ጋንታታት ትግራይ ብዛዕባ ዝቕፅል ዓመት ተሳትፎአን ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዩ።…
ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ኣረጋጊፃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡
ጋንታ ኣዳማ ከተማ በላይ ኣባይነህ ብዘመዝገባ ሽቶ እናመርሐት ዝፀንሐት እንትትከውን፥ ኣበበ ጥላሁን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ጋንታ…