ስፓርት

ስፓርት

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሉ ውድድር ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝካየድ ውድድራት ፍፃመ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረለን። ቀትሪ ሰዓት 9፡28 ብ1500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ክዕወታ ትፅቢት ይግበረለን። ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ቀትሪ ሰዓት 9፡54 ኣብዝሓለፈ ዓመት ናይቲ ርሕቐት ተዓዋቲት ፅጌ ዱጉማን ንግስት ጌታቸውን ትፅቢት ዝግበረለን ኣትሌታት ኢየን። ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ኣብቲ ሻምፒዮና ብኣትሌት…
Read More...

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ዓለም ለኸ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያ እደቂ ተባዕቲዮ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ሜዳሊያ ብሩር ንሃገሩ ኣምፂኡ።…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገራ ኣምፂኣ። ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ድማ ሓምሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።

ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃ ሓሊፈን፡፡ ኣብ ቻይና ናንጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ፡፡ ኣብ ምድብ 1…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓምሻይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ምድብ ካብ ዝገበረቶም ኣርባዕተ ፀወታታት ሰለስተ ነጥቢ ብመሓዝ ኣብቲ ምድብ 5ይ ደረጃ እንትትቅመጥ፤ ተጋጣሚታ ግብፂ ብ10 ነጥቢ ነቲ ምድብ እናመርሐት ትርከብ።…

ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣብ ቻይና ናንጂንግ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋ ሰለስቲአን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፋ ክኢለን። ኣትሌት ሃብታም ኣለም፣ ኣትሌት ፅጌ ዱግማን ኣትሌት ንግስት ጌታቸውን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ…

16 ዓመታት ሙሉእ ካርዲ ዘይርኣየ ተፃዋታይ………

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ፀወታ ኣብ ተፃራሪ ጋንታ ተፃወትቲ ብኣይሰዓርን በሃላይነት መንፈስ ናብ ህልኽ ኣትዮም÷ ክነሓንሑን ካብኡ ሕልፍ ኢሉ እውን ኣብ ሓደ ኣካል ጥፍኣት እንትፍፅሙን ምርኣይ ተለሚዱ እዩ፡፡ ተፃወትቲ ኣብ ምንቅስቓስ ፀወታኦም ከም ኣጋጣሚ ወይ ድማ ካብ ስፖርታዊ ሕግን ደንቢን ዝወፁ ተግባራት እንትፍፅሙ÷ስርዓት…