ስፓርት

ስፓርት

ኩለመዳያዊ ፖሊሲ ሓለዋ ኣትሌታት ኣብ ኢትዮጵያ ንኽትግበር እይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ኣትሌታት ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ንምክልኻል “ኩለመዳያዊ ፖሊሲ ሓለዋ ኣትሌታት” ኣብ ኢትዮጵያ ንኽትግበር እናሰርሐ ምዃኑ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ስለሺ ስህን ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣትሌት ገለቴ ቡርቃ ዘጋጠማ ፀገም ብመራኸብቲ ሓፋሽ ምዝራባ ብምፅራሕ፤ ንሃገሮም ዋጋ ዝኸፈሉን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፀገም ዘርከቡን ኣትሌታት ቁፅሮም ብዙሕ ከምዝኾን ተዛሪቦም፡፡ ዓለም ለኸ ኣትሌቲክስ ንሓለዋ ኣትሌታት ዝድንግጉ ሕጊታት ካብ…
Read More...

ሲዳማ ቡና ንፈለማ እዋን ፅዋዕ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ ብምስዓር 2017 ፅዋዕ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ምዃና ኣረጋጊፃ። ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ስዒራ። ሽቶታት ሲዳማ ቡና ብሃብታሙ ታደሰን መስፍን ታፈሰን ዘቑፀሩ እንትኾን፤ ንወላይታ ዲቻ ብሕታዊት ሸቶ ዘመዝገባ ካርሎስ ዳምጠው…

መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበገሲን መብፅሒን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ብውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሌሊሳ ፉፋ ተዓዊቶም። ብውድድር ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ካብ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ብቀዳማይ እንትትዕወት፤ እቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓትን 13 ደቒቓን 30…

ፍፃመ ፀወታ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ፖርቹጋል ምስ ስፔን ሎሚ ምሸት ዝገብርኦ ፍፃመ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሙኒክ ስቴድየም ኣሊያንዝ ኣሬና ዝካየድ እንትኸውን ክልቲአን ክለባት ብመንፅር ዘለዉወን ብሉፃት ተፃወትቲ ብተመልከቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ እዩ። ብወገን ፖርቹጋል ወዲ 40 ዓመት ክሪስትያኖ…

ራፊንሀ -ኣብ ላሊጋ ስፔን ኮኸብ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ካታላዊት ጋንታ ባርሴሎና ራፊንሃ ኮኾብ ተፃታይ ዓመተ ውድድር 2024/25 ላሊጋ ስፔን ብምባል ተመሪፁ፡፡ ራፊንሃ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ንባርሴሎና 36 ፀወታታት ላሊጋ ብምግባር 18 ሸቶታት ኣመዝጊቡ ትሽዓተ ንሸቶ ዝኾና ኮዓሻሹ ኣመዓራሪዩ ከቐብል ክኢሉ፡፡ ባርሴሎና ኣብቲ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር ብሃንሲ…

ኣርሰናል ውዕል ጋብሬል ማግሃሌስን ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ውዕሉ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ከምዘናውሐት ዕላዊ ገይራ። ብራዚላዊ ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ሊል ናብ ኣርሰናል ምፅንባሩ ይዝከር። ማግሃሌስ ናብ ክለብ ካብ ዝፀንበር ግዘ ኣትሒዙ ንኣርሰናል 210 ፀወታታት ብምክያድ 20 ሽቶታት…

መቐለ 70 እንደርታ ን ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 33 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ቤንጃሚን ኮቴ ንመቐለ 70 እንደርታ ሽቶ ዓወት ኣቑፂሩ፡፡ ከምኡ እውን ንግሆ ሰዓት 3 ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ሃዋሳ ከተማ ንስሑል ሽረ 5 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት…