ስፓርት
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን …
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ሎሚ ምሸት ክራኸባ ኢየን።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሕድሕድ ካብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣርባዕተ ግዘ እንትትስዕር፥ ኣብ ሓደ ፀወታ ማዕረ ተፈላሊየን።
ናይ ክልቲአን ጋንታታት ፀወታ ምሸት ሰዓት 5 ዝጅምር እንትኸውን፥ ኣብ ሜዳኣ ትፃወት ማንቼስተር ዩናይትድ ዝሐሸ ግምት ዓወት ተዋሂቡዋ።
እቲ ፕሪሚየር ሊግ ኣርሰናል ብ29 ነጥቢ እንትትመርሕ፥ ቼልሲ ብ23…
Read More...
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ዘቲዮም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካን ኢትዮጵያ ኣብቲ ምዕባለ ዝህልዋ ግደን ዝጠመተ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይድና ኢሎም።…
ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጒያ ኣብ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳን ተሳቲፎም።
ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 250 ተሳተፍቲ ሓዊሱ 55 ሺሕ ሰባት ተሳቲፎም።
ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ…
ቼልሲ ንበርንሌይ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ናብ ተርፍሙር ብምምራሕ ንበርንሌይ 2 ን 0 ስዒራ፡፡
ቼልሲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፔድሮ ኔቶን ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኣመዝጊቦምወን፡፡
መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ምሸት ሰዓት 12 ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ወልቭስ ምስ ክሪስታል…
ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ብስክሌት ኣፍሪካ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ።
64 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ሰገናት ብደቂ ኣኒስቲዮ ፅጌ ካሕሳይ ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና።
ፅጌ ካሕሳይ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፈተነ ውልቀ ሰዓት ሜረዳሊያ ወርቂ ምዕታራ የዝከር።
ቅሳነት ግርማይ ሳልሳይ፣…
ፅዋዕ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ብፋና+
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ ብፋና+ ቴሌቪዥን ቻናል ብቐጥታ ይመሓላለፍ።
እቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፀወትኡ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታዲየም ኣበባ ቢቂላ ምስ ሶማሊያ ክጋጠሙ…
ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ዝጓዓዝ ሮናልዶ
ኣአዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኮኸብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ብዙሓት ዓመታት ሃገራዊያን ጋንታታት ፖርቹጋልን ኣሜሪካን ንዝገብረኦ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ናብ ኣሜሪካ ከምዘምርሕ ዕላዊ ተገይሩ፡፡
በዚ ድማ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ብምምራሕ ፀወታ ከምዝገብር ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ሮናልዶ ኣብ መሬት ኣሜሪካ ንመወዳእታ እዋን…