ስፓርት
ኣብ ናይ ሎሚ ፀወታታት ኤቨርተን ምስ ሌቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ
ኣዲስ አበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየዱ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ።
ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9፡30 ደሕሪ ቀትሪ ኢየን ፀወተአን ከካይዳ።
ሌቨርፑል ክሳብ ሐዚ ብመሰረት ዝገበሮ ፀወታታት 35 ነጥብታት ብምውህላል ነቲ ሊግ ዝመርሕ ዘሎ እንትኸውን፥ ኤቨርተን ድማ 14 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ መበል 15 ደረጃ ተቐሚጡ ኣሎ።
ክሳብ ሐዚ ኣብ ዘሎ ደረጃ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መበል 13 ዝሓዘ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ኖቲንግሃም…
Read More...
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እንትቕፅሉ ምሸት ሰዓት 5፡15 ኣርሰናል ኣብ ኤምሬትስ ስታዲየም ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ሞንጎ እተን ጋንታታት ብፍላይ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1996 ክሳበ 2004 ዝነበረ ብርቱዕ ንሕንሕ÷ ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ…
ታምራት ቶላ ተዓዋታይ ሽልማት ብሉፅ ኣትሌት ውድድር ካብ ትራክ ወፃእ እዚ ዓመት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ዝግበር ውድድር ጎብለል ጎያያይ እዚ ዓመት ተባሂሉ ተሸሊሙ፡፡
ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ድማ ጎብለል ሰገን ኣትሌት ዓልም እዚ ዓመት ዝብል ሽልማት ከምዝተዓወተት ሓሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም የመላኽት፡፡
ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10፡30 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኣስቶንቪላ ዘተኣናገደት ጋንታ ቼልሲ÷ ብኒኮላስ ጃክሰን፣ ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኮል ፓልመርን 3 ን 0 ተዓዊታ፡፡
ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ካሊእ ፀወታ…
ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብስራት በቀለ ብዘመዝገባ ሸቶ ወላይታ ድቻ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኣብ መወዳእታ ሰዓት ሃዋሳ ከተማ ብዘመዝገበታ ሸቶ ነጥቢ ተማቒላ…
ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ደረሳ ገለታ 2ይ ደረጃ ወፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ተባዕትዮ ደረሳ ገለታ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡
ኬንያዊ ኣትሌት ሴባስቲያን ሳዌ ኣብቲ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን÷ ካሊእ ኬንያዊ ኣትሌት ዳኒኤል ማቴኮ ሳልሳይ ወፂኡ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ኣትሌት ጪምዴሳ ደበሌ 6ይን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲ እቲ ውድድር…
ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ውድድራ ንምዝዛም 2 ሰዓት 16 ደቒቕን 49 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ዛዚማ፡፡
ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጥሩዬ መስፍን ሳልሰይቲ እንትትወፅእ፥ ኡጋንዳዊት ኣትሌት ስቴላ ቼሳንድ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡