ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ክልተ ትፅቢት ዝግበሩሎም ፀዋታታት ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 32 ሰሙን ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ፀወታ ከምዘካይዱ ትፅቢት ይግበር፡፡ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 8ን ፈረቓን ዝካየድ ናይዚ ሰሙን መኽፈቲ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ኣብ ሜድኡ ክጋጠሙ ትፅቢት ኣሎ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ እንትቕፅል ድማ ሰዓት 11 ሰለስተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾን÷ በዙይ እውን ብራይተን ምስ ሌስተር ሲቲ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት ምስ ኤቨርተን ከምኡ እውን ሳውዝሃምፕተን ምስ አስቶንቪላ…
Read More...

ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፃዊ ተፃዋታይ መስመር ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ፡፡ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ እዋን እቲ ፊርማ ብዙሕ ዓበይቲ ፅዋዓት ብሓደ ኮይንና ከምንስዕር ስለዝኣምን ፈሪመ ክብል ተዛሪቡ፡፡ ደገፍቲ ሊቨርፑል ድጋፎም ከሐይሉ ብምሕታት÷ብፀወታ ዓወት ንምምዝጋብ ዘኽእሎ ኩሉ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ፡፡ ቀፃሊ እውን…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ቀፂሎም እንትካየዱ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ከምኡ እውን ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ጋንታ ካታላን ባርሴሎና ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳኣ ንጀርመናዊት ጋንታ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ክተተኣናግድ ኢያ። ብተመሳሳሊ ሰዓት ፒኤስጂ ኣብ…

ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላልየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ፀወታ ኢትዮጵያ መላይታ ድቻን ኣዳማ ከተማን ብዘይምንም ሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ወላይታ ድቻ በቲ ሊግ ድሕሪ ኣርባዕተ ተከታታሊ ዓወት ማዕረ እንትፈላለያ÷ ኣዳማ ከተማ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕ ፀወታታት ምስዓር ኣይከኣለትን፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ወላይታ ድቻ ብ 37 ነጥቢ ኣብ 2ይ…

ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት እንትካየድ ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዓለም ብሃንቀውታ ኣብ ዝፅበዮን ጋንታታት ደሚቐን ክረኣያ ኣብ ዝደልያሉን ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ዝካየድ እንትኸውን፤ ኣብ ታሪኻ ናይቲ ውድድር ፅዋዕ ረኺባ ዘይፈልጥ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል…

ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብ ኣካሊፎርኒያ ውድድር 5 ኪሎ ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ተዓዊታ። ኣትሌት ለምለም ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡

ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ ፋሲል ከነማ ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ጌታነህ ከበደ እንተመዝግበን፤ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ድማ ኣብርሃም ጌታቸው ኣመዝጊቡዋ፡፡ ፋሲል ከነማ ተኸታታሊ ሳልሳይ ዓወታ እንትተመዝግብ፤ ቅዱስ…