ስፓርት

ስፓርት

ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀትሪ ሰዓ 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ብዘይ ሸቶ ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽ ፀወታታት እቲ ሊግ ዘይተዓወቱ እንትኾኑ÷ ሃዲያ ሆሳእና ሓንቲ ዓወት ኣመዝጊባ ኢያ፡፡ ቅዱስ ጊዮርጊስ ብ31 ነጥቢ ኣብ 6ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ሃዲያ ሆሳእና ድማ 33 ነጥቢ ብመሓዝ 4ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝካየድ ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ካብ ሰዓት 12 ጀሚሩ…
Read More...

ሎሚ ምሸት ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ዘሎ መበል 30 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣርሴናል ኣብ ሜድኡ ሰዓት 3፡45 ምሸት ምስ ፉልሃም ክጋጠም ኢዩ። ኣርሴናል ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝገበሮም ፀወታታት 58 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ ካልኣይ ደረጃ ዘሎ እንትኸውን፥ ፉልሃም ድማ…

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ብራይተን ምስ ኖቲንግሃም ክጋጠማ ኢየን። ሰዓት 9፡15 ድሕሪ ቀትሪ ፉልሀም ኣም ሜድኡ ክሪስታል ፓላስን ከተኣናግድ ኢዩ። ምሸት ሰዓት 2፡15 ድማ ብራይተን ኣብ…

ሃገራዊ ለውጢ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ስፖርት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ለውጢ ሻውዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ብዙሓት ክፋላት ማሕብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሴንተር ኮንቬንሽን ኣፍሪካ ኣካይዱ፡፡ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንቲራር ኣባይ÷ "ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕ ንልዕልና ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…

ኣርጀንቲና ኣርባዕተ ፀወታታት እናተረፋ ናብ ፅዋዕ ዓለም ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ፀወታኣ ዘካየደት ኣርጀንቲና 4 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ኣርጀንቲና ንኽትዕወት ዩሊያን ኣልቫሬዝ፣ ኢንዞ ፈርናንዴዝ፣ ኣሌክሲስ ማክኣሊስተርን ጁሊያኖ ሲሞኔን ሸቶታት እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ብራዚል ድማ…

ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሓደ እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓለቲ መበል 18 ናይ ምድብ ፀወታ ዘካየደት ሸገር ከተማ ንእንጅባራ ከተማ 5 ን 1 ክትስዕር ክኢላ። እቲ ውፅኢት ስዒቡ ነጥባ 45 ዘብፀሐት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ሸገር ከተማ ኣርባዕተ…

ናይ ትማሊ ዓወት ንዝቕፅል ፀወታ ዓቕሚ ክኾነና ኢዩ – ኣሰልጣኒ መሳይ ተፈሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ መሳይ ተፈሪ ትማሊ ምሸት ንጅቡቲ 6 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስ ሰዓሩ እቲ ፀወታ ምስዓር ልዑል ትርጉም ከምዘለዎ ገሊፆም። እቲ ዓወት ንዝቕፅሉ ፀወታታት ዓቕሚ ከምዝኾኖም ብምሕባር፤ ኣብቲ ፀወታ ካብ ሓላዊ ልዳት ጀሚሩ ክሳብ ኣብ ቅድሚት መስመር ዘለዉ ተፃወትቲ ዝሐሸ ምንቅስቓሰ…