ስፓርት

ስፓርት

ቼልሲ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ንሌስተር ሲቲ ኣተኣናጊዳ1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ቼልሲ ማርክ ኩኩሬያ ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ ብ49 ነጥቢ 4ይ ደረጃ እንትትቅመጥ ሌስተር ሲቲ ብ17 ነጥቢ ኣብ መበል 19 ደረጃ ትርከብ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ካሊእ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ቶትንሃምን ቦርንማውዝን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
Read More...

ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፖርቹጋል ከተማ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ፅገ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኬንያዊት ኣትሌት ሩዝ ቼፕንጌቲች 2ይ ደረጃ እንትትሕዝ ንስዊድን እትጎዪ ኣትሌት…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 1፡30 ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ንርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ 33 ነጥቢ ብምእካብ መበል 15 ደረጃ ትርከብ እንትትከውን፤ ኣርሰናል ብ54 ነጥቢ ኣብ 2ይ ደረጃ ትርከብ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ውድድር…

ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ከካይዳ ኢየን። ሰዓት 12፡.00 ድማ፥ ብራይተን ምስ ፉልሃም፣ ክሪስታል ፓላስ ምስ ኢፕስዊች ታውን፣ ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ክራኸባ ኢየን።…

መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ እተን ጋንታታት ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ብኣሰልጣኒ ገብረክርስቶስ ቢራራ ትምራሕ ጋንታ መቻል…

ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ክትዕወት ክኢላ፡፡ ሎሚ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ብሕታዊት ሸቶ ዘላለም ኣበበ ኣብ መበል 82 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብቲ ሊግ ካልኣይ ተኸታታሊ ዓወታ ዘመዝገበት ጋንታ…

ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀፂሎም ዝካየዱ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ሊቨርፑል ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ብኣሰልጣኒ ኣርነ ስሎት እናተመርሐት ብቐጥታ ናብ 16 ዝተፀምበረት እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል ናብ ፓሪስ ኣምሪሓ ምስ ፈረንሳዊት ጋንተታ ፒኤስጂ ኣብ ስታዲየም ፓርክ…