ስፓርት

ስፓርት

ራፋዬል ቫራን ጫማ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይን ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ማንቼስተር ዩናይትድ ራፋዬል ቫራን ፀወታ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ፡፡ ቫራን ኣብ ዝሓፈ ክረምቲ መስኮት ዝውውር ንጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ብምልቃቕ ናብ ጣሊያናዊት ጋንታ ኮሞ ምፅምባሩ ይፍለጥ፡፡ ኣብታ ሓዳሽ ጋንትኡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ዘጋጠሞ ጉድኣት ስዒቡ ኣብ 31 ዓመቱ ጫማኡ ከምዝሰቐለ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ቫራን ኣብ ተፃዋታይነት ዘበኑ ሃገሩ ፈረንሳይ ፅዋዕ ዓለም እንትተልዕል ኣስተዋፅኦ ዘበርከተ ቫራን÷…
Read More...

ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ክተሕድስ ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ውሩይ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ክተሐድስ ምዃና ኣፍሊጣ፡፡ እቲ ሕድሳት እንትዛዘም ዓቕሚ መሓዝ ተመልከትቲ እቲ ስታዲየም ልዕሊ 100 ሺሕ ከምዝኸውን ተገሊፁ። ሕድሳት እንትዛዘም ኣብ ዓመት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሰባት ክጉብንዩዎ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊጉ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ስሑል ሽረ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክፃወታ ኢየን። ስሑል ሽረ ኣብዚ ዓመት ዳግም ናብቲ ውድድር ምምላሳ ዝዝከር እንትኸውን÷ ኣዳማ ከተማ ኣብ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንመቐለ 70 እንደርታ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ 2017 ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተጀሚሩ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ፀወታ÷ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ መቐለ 70 እንደርታ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሃድያ ሆሳእና  ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ሄኖክ ኣርፍጮ ብፍፁም ቅላዕ…

መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ፈላማይ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃግብሪ ዘበነ ውድድር 2017 ዓ.ም ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ብዝገብረኦ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ሊግ ዘይነበረት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ሃዲያ ሆሳእና ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ብዘካይደኦ…

ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ካበ ሓላፍነቱ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣሰልጣኒ ካብ ሓላፍነቱ ዝተልዓለ ንጋንታ ሮማ ዕውትቲ ክገብራ ኣይከኣለን ብዝብል ኢዩ፡፡ ሮማ ካብ ዘካየደተን ኣርባዕተ ፀወታታት እተን ሰለስተ ፀወታታት ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ስዕረት ምዝዛማ ዳኒኤል ዲ ሮሲ ንኽሰናበት ምኽንያት…

ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ማንቼስተር ሲቲን ምስ ኢንተርሚላን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ጣሊያናዊት ጋንታ ቦሎኛ ምስ ዩክሬናዊት ጋንታ ሻካታር ዶኔስክ ከምኡ እውን ጋንታ ቼክ ሪፐብሊክ ስፓርታ ፕራግ ምስ ኦስትሪያዊት ጋንታ ሬድቡል ሳልዝበርግ ክራኸባ…