ስፓርት
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም።
ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ፣ ምክትል ሓላፊ መምርሒ ላዕለዋይ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ጀኔራል ዘላለም መንግስቴን ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ኣብቲ ዑደት ተረኺቦም።
ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም ብዝምልከት ብሓለፍቲን ሰብ ሞያን እቲ ክልል መብርሂ ተዋሂቡዎም።
ካልኣይ ዙር ህንፀቱ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ዝተጀመረ እቲ…
Read More...
ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ መበል ሻድሻይ ደረጃ ሒዛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋናው ዋቁማ፥ ኣብ ፈረንሳይ፣ ፓሪስ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕቲዮ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ።
ኣብቲ ውድድር ኢኳዶር እንትትዕወት፥ ኣትሌታት ብራዚልን ስፔንን ድማ ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።
ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 1 ሰዓትን…
ዕቤት ተሳትፎ ውድድራት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይዚ ዓመት ሓዊሱ ኣብ ታሪኻ ኣብ 15 ውድድራት ኦሊምፒክ ተሳቲፋ ኢያ፡፡
ፈላማይ ተሳትፎኣ ኣብ ዝኾነ መበል 16 ውድድር ኦሊምፒክ 12 ኣትሌታት ዘሳተፈት ኢትዮጵያ÷ ብውድድር ኣትሌቲክስ ቅብብል ዱላን ብስክሌትን ተኻፊላ ነይራ፡፡
ኣብ መበል 17 ውድድር ኦሊምፒክ ድማ ብ10 ስፖርተኛታት ብኣትሌቲክስን ብስክሌትን…
ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ።
ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም ለኸ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ሓጎስ…
ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ 58 ሜዳሊያታት ዝኣከበት – ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ዝተሳተፈት ኣብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ሜልቦርን ኣብ ዝተኻየደ መበል 16 ኦሊምፒክ ኢያ ተሳቲፋ።
እዚ ማለት እቲ ውድድር ኣብ 1896 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዋላ ይኹን፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 60 ዓመታት ምስታፋ መረዳእታታት ይሕብሩ።
ድሕሪ እዚ ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ…
ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ።
ንኢትዮጵያ ዝውክል ቀዳማይ ዙ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትማሊ ናብ ፓሪስ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡
ናይ ሎሚ መዓልቲ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ብዘይተለመደ መልክዑ ካብ ስታዲየም ወፃእ ንሰሜናዊ ፈረንሳይ ኣብ…
ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን።
ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ ብተዓዋትነት ከምዝኾነ ኢዩ፡፡
“ብምዃኑ ድማ ኣብቲ ኦሎምፒክ ትሳተፉ…