ስፓርት
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻድሻይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ፤ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ከምኡ እውን ቦሩሺያ ዶርቱመንድ ምስ ባርሴሎና ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ስሎቫን ብራቲስላቫ ከምኡ እውን ሊል ምስ ስትሩም ግራዝ ክራኸባ ኢየን፡፡
ሰዓት 5፡00 ድማ ኣብ ቱሪን ስታዲየም ኣሊያንዝ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስትር ሲቲ ከምኡ እውን ኣብ ሲግናል ኢዱና ፓርክ ቦሩሺያ ዶርቱመንድ ምስ ባርሴሎና ዝገብረኦም ፀወታታት…
Read More...
ኣርሰናልን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፉልሃም ኣብ ሜዳኣ ንኣርሰናል ኣተኣናጊዳ ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡
ናይ ፉልሃም ሸቶ ራኡል ሂምኔዝ ከምኡ እውን ናይ ኣርሰናል ድማ ዊሊያም ሳሊባ ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየዱ መርሃ ግብሪታት እቲ ሊግ፤ ሌስተር ሲቲን ብራይተንን ክልተ ማእረ እንትፈላለያ÷…
ኣብ ናይ ሎሚ ፀወታታት ኤቨርተን ምስ ሌቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ
ኣዲስ አበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየዱ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ።
ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9፡30 ደሕሪ ቀትሪ ኢየን ፀወተአን ከካይዳ።
ሌቨርፑል ክሳብ ሐዚ ብመሰረት ዝገበሮ ፀወታታት 35 ነጥብታት ብምውህላል ነቲ ሊግ ዝመርሕ ዘሎ እንትኸውን፥ ኤቨርተን…
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እንትቕፅሉ ምሸት ሰዓት 5፡15 ኣርሰናል ኣብ ኤምሬትስ ስታዲየም ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ሞንጎ እተን ጋንታታት ብፍላይ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1996 ክሳበ 2004 ዝነበረ ብርቱዕ ንሕንሕ÷ ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ…
ታምራት ቶላ ተዓዋታይ ሽልማት ብሉፅ ኣትሌት ውድድር ካብ ትራክ ወፃእ እዚ ዓመት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ዝግበር ውድድር ጎብለል ጎያያይ እዚ ዓመት ተባሂሉ ተሸሊሙ፡፡
ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ድማ ጎብለል ሰገን ኣትሌት ዓልም እዚ ዓመት ዝብል ሽልማት ከምዝተዓወተት ሓሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም የመላኽት፡፡
ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10፡30 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኣስቶንቪላ ዘተኣናገደት ጋንታ ቼልሲ÷ ብኒኮላስ ጃክሰን፣ ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኮል ፓልመርን 3 ን 0 ተዓዊታ፡፡
ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ካሊእ ፀወታ…
ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብስራት በቀለ ብዘመዝገባ ሸቶ ወላይታ ድቻ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኣብ መወዳእታ ሰዓት ሃዋሳ ከተማ ብዘመዝገበታ ሸቶ ነጥቢ ተማቒላ…