ስፓርት

ስፓርት

ፖል ፖግባ ኣብ 2025 ናብ ሜዳ ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ፖል ፖግባ ካብ ቅፅዓት መልሲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ናብ ሜዳ ኩዕሾ እግሪ ከምዝምለስ ተገሊፁ፡፡ ወዲ 31 ዓመት ፖል ፖግባ÷ ካብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ጁቬንቱስ ምሰምረሐ ዝተኸልከለ ባእታ ተጠቒሙ ስለዝተረኸበ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኻዊ ውድድራት ስፐርት ከይሳተፍ ቅፅዓት ተመሓላሊፉዎ ነየሩ፡፡ ይኹን እምበር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ዝተመሓላለፈሉ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ቅፅዓት ብዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ገልጋሊ…
Read More...

ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ ጉስጢት (ቦክስ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ተጓሳጣይ ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ፕሮፌሽናል ተጓሳጣይ ጄክ ጆሴፍ ፖል ዝገብሩዎ ንሕነሕ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ኣሜሪካ ቴክሳስ ኣርሊንግተን ክካየድ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ዓመታት ቆፀሮ ኣብ ዝተትሓዘሉ ንሕንሕ÷ በዓል ታሪኽ ጉስጢት ዓለም ማይክ ታይሰንን ኣብ 1997 ማይክ ታይሰን ልደቱ ምስ ዘኽበረሉ ፕሮፌሽናል…

ጋንታ ወልዋሎ ንኣሰልጣኒ ፀጋይ ኪዳነማርያም  ንምቑፃር ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ ስምምዕ በፂሓ። ዝሓለፈ ኽረምቲ ንኣሸናፊ በቀለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራ ምክያድ ዝጀመረት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት፥ ብዘርኣየቶ ድኹም ምንቅስቓስ ንኣሰልጣኒኣ  ምስጓጋ ዝዝከር እዩ። ሕዚ ድማ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ…

ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣3  ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ። ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ኣትሌቲክስ ዓለም ዝበለፃ ትሕቲ 20 ዓመት ወት ተስፋ ዝተነበረለን ኣትሌታት በዝብል ፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝብል ኣፋሊጡ። ብመሰረት እዚ እታ ኣትሌት ኣብ 2024 ተስፋ ኣብ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት ውሽጢ…

ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ፥ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ናይሊ ሊግ መራሒ  ሊቨርፑል ምስ ኣስቶን ቪላ  ዝገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት  5፡00 ክካየድ ኢዩ። ኣብ ኣንፊልድ ኣብ ዝግበር ፀወታ ሊቨርፑል መሪሕነቱ…

ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ዛመዝጊባ፡፡ ሃድያ ሆሳእና ንኽትዕወት ሰመረ ሃፍተይ ኣብ መበል 48 ደቒቕ ሸቶ ኣመዝጊቡ፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ክፃወታ ኢየን፡፡

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሴናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ ኢዮም። ምሸት ሰዓት 2 ን 45 ቤልጂየማዊት ጋንታ ክለብ ብሩጅ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣስቶንቪላ፤ ከምኡ እውን ዩክሬናዊት ሻካታር ዶኔስክ ምስ ስዊዘርላንዳዊት ጋንታ ያንግ…