ስፓርት

ስፓርት

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ሰዓት 4፡10 ዝጅምር ውድድር፥ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ክሳተፋ ኢየን። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ፥ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓምሻይ ደረጃ፣ ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ሻድሻይ፣ ኣትሌት መዲና ኢሳ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ናብ ፍፃመ ምሕላፈን ይዝከር። ከምኡውን፥ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡47 ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 800 ሜትሮ ኣትሌት…
Read More...

ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን። ምሸት ካብ ሰዓት 1፡10 ጀሚሩ መፃዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተኻይዱ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሓደ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 14፡57፡84፣ ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ…

ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ክልተ ዝተወዳደረ ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 3 ደቒቕን 35 ሴኮንድን ምስ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ውድድሩ ቀዳማጠይ ብምውፃእ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፉ፡፡ ብተመሳሳሊ…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሰዓት 4 ፡ 20 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ዮሚፍ ቀጄልቻን ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር ክሳተፉ ኢዮም። ብኻሊእ መዳይ ውድድር…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም። ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ፣ ምክትል ሓላፊ መምርሒ ላዕለዋይ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ጀኔራል ዘላለም መንግስቴን ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ኣብቲ ዑደት ተረኺቦም።…

ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ መበል ሻድሻይ ደረጃ ሒዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋናው ዋቁማ፥ ኣብ ፈረንሳይ፣ ፓሪስ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕቲዮ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር ኢኳዶር እንትትዕወት፥ ኣትሌታት ብራዚልን ስፔንን ድማ ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 1 ሰዓትን…

ዕቤት ተሳትፎ ውድድራት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይዚ ዓመት ሓዊሱ ኣብ ታሪኻ ኣብ 15 ውድድራት ኦሊምፒክ ተሳቲፋ ኢያ፡፡ ፈላማይ ተሳትፎኣ ኣብ ዝኾነ መበል 16 ውድድር ኦሊምፒክ 12 ኣትሌታት ዘሳተፈት ኢትዮጵያ÷ ብውድድር ኣትሌቲክስ ቅብብል ዱላን ብስክሌትን ተኻፊላ ነይራ፡፡ ኣብ መበል 17 ውድድር ኦሊምፒክ ድማ ብ10 ስፖርተኛታት ብኣትሌቲክስን ብስክሌትን…