ስፓርት

ስፓርት

3 ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ላዩን ኣብ ዝካየድ መበል 45 ሻምፒዮና ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ክሳተፋ ኢየን። እተን ተሳተፍቲ÷ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ፣ መቻልን ቂርቆስ ክፍለ ከተማን ከምዝኾና ሓበሬታ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን የመላኽት፡፡
Read More...

ኣብ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 29፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2024 ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ። ሎማዓንቲ ረቡዕ ብደቂ ኣንስትዮ ጁንየር ውድድር ውልቀ ክሮኖ ሜትር ብምትእንጋድ ዝጀመረ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2024÷ ብደረጃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ብምስታፍ ብተደጋጋሚ ዓወት…

ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ እዚ ዓመት ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ብምዃን ተዓዊቱ፡፡ ወዲ 22 ዓመት ኮል ፓልመር ብህዝቢ ብዝተገበረ መረፃ ንተፃዋታይ ጋንታ ሪያል ማድሪዱን ጁድ ቤሊንግሃምን ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ቡካዮ ሳካን ብድምፂ ብምብላፅ ኢዩ ክዕወት ክኢሉ፡፡ ፓልመር ንሃገራዊት ጋንታ…

ኣንድሪያስ ኢንየስታ ጫምኡ ከምዝሰቅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝተራእዩ ብሉፃት ተፃወትቲ ሓደ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣንድሪያስ ኢንየስታ ኣብ መበል 40 ዓመቱ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ። ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ 131 ግጥማት ዝተፃወተ ስፔናዊ ተፃዋታይ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻየደ ፅዋዕ ዓለም 2010 ኣንፃር ሆላንድ ብዘመዝገባ ናይ ፍፃመ ሸቶ ንሃገሩ ዓወት…

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ጅራን ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት መደረ ገይሮም። ቆፀራ ደምፂ ዝገብሩን ቃለ ጉባኤ ዘሕዙን ወልቀ ሰባት ድሕሪ ምምራፆም፥ ፀብፃብ…

ሃገራዊ ጋንታታት ኢትዮጵያን ዑጋንዳን ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ምስ ኡጋንዳ ክትፃወት ኢያ፡፡ ምድላው እናገበረት ዝፀንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብቕድሚ ትማሊን ትማሊን ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ታንዛኒያ ስታዲየም ኬ ኤም ሲ ልምምድ ገይራ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ…

ኪሊያን ምባፔ ብጉድኣት ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ምስ እስራኤልን ቤልጂየምን ኣብ ትገብሮም ፀወታታት ሃገራት ኣውሮፓ ንኪሊያን ኤምባፔ ኣብ ስብስባ ኣየካተተቶን፡፡ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ዲዲየር ዴሾ እታ ጋንታ ኣብዚ ወርሒ ንዝህልዉ ክልተ ፀወታታት ዝካተቱ ዝርዝር ተፃወትቲ ዕላዊ ገይሮም። ኣብቲ ዝርዝር ኪሊያን ኤምባፔ ብጉድኣት…